ምልክታ ዉስን ጨረታ
መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ጡብ /ሽክላ/ ብዉስን ጨረታ ክንገዝእ ንደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TI/ ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ
2. መኸበሪ ጨረታ 15000.00/ብር ኣስራ ኣምስት ሺ/ CPO /Bankgrante ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝኽእል
3. ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ናይ ጡብ ንግዲፍቃድ ዘለዎን መረዳእታ መሰረት ተረዳዲኡ ኣቁሑት ዘቅርብ
4. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ
5. ንመኸበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ
6. ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ ሓደ ሚኢቲ ቅርሽ / እዩ
7. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 17/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 19/03/2018 ዓ/ም ንተኸታተልቲ 03 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን 5ይ ደብሪ
እንዳገዛእኹም ምውሳድ ትክኡ/ላ/
8. ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ እብናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ጥራሕ ክከውን ኣለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን
10. እዚ ጨረታ ዕለት 19/03/2018 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኸፈት ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን
11. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኽፈት ይኽእል
12. መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ
13. መ/ሆ/11/ለካቲት ኣብዚ ጨረታ ምልክታ ዘየካተቶም ብመምርሒ ዕደጋ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ተገዛኢ ዝከውን
ድሕሪት