ምልኸታ ፕሮፎርማ/RFQ25
ናይ ሕዳር 2017 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕደግ ይደሊ'
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓዴስኩም'
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፡
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕደም
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ከለማንደሪያ | 7.50 1116 | ቁፅሪ | 05 | ||
| 2 | ኩላንት | ሊትር | 1 | |||
| 3 | መሪ ዘይቲ | ሊትር | 1 | |||
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 17/3/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 19/3/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ
ሰዓት 10፡00 ተዓዕዩ ዕለት 19/3/2018 ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕለ የገልግል።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት