ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ኮለጅ ካብ ዕለት 01/11/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ኬዝ ኦዲት ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

ዕለት/ቀን :15/03/2018ዓ/ም

ቅ/ኮ/ስ/ህ/ግዕዝ/001

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኦዲት

ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ኮለጅ ካብ ዕለት 01/11/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ኬዝ ኦዲት ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም ።

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሒ

1. ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ኮለጅ /ንትካልና/ ኦዲት ንምክያድ ዘኽእል ካብ ብርኪ ሓደ ክሳብ ብርኪ ሰለስተ ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ ዘለዎም

2. ናይ 2018 ዓ/ም ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቕዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝገባ ፤ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ንዝኾነ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት/ TN No. / ካልኦት ንጨረታ ዝጠቕሙ መረዳእታታት ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ፤

3. ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ኣብ ኮ/ ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ምኳኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ

4. ሰነድ ጨረታ ኣብ ኮሚሽን ስነ- ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ቢሮ ቁፅሪ 280 ካብ ዕለት 16/3/2018 ዓ/ም ክሳብ 02/4/2018 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብነፃ /ብዘይ ክፍሊት / ምውሳድ ይኸእሉ

5. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን መወዳደሪ ቅጥዒታት ብዝግባእ ብምምላእ ደጋፊ መረዳእተኦም ምስ ዋና /ኦርጂና / ብምግንዛብ ፋይናንሻል /ዋጋ/ መወዳደሪ ዋናን ከፒን ነኒበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ቴክኒካል ድማ ዋናን ኮፒን ነኒበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብጠቕላላ ኣብ 4ተ ፖስታ ብዝግባእ ተዓሺጉ ኣብ ሕድሕደኡ ፖስታ ድማ ናይ ተፃረቲ ስም ፤ ኣድራሻ ፊርማ ፤ኦርጂናልን ኮፒን / ተባሂሉ ተፃሒፍሉን ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮ/ ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 280 ዝተዳለወ ሳፁን ሳንዱቕ ክሳብ ዕለት 03/4/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ከእትዉ ኣለዎም ።

6. እቲ ጨረታ ኣብ ኮ/ ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 280 ዕለት 02/4/2018 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት ልክዕ ድ/ሰዓት 8፤30 ተዓሺጉ ÷ድ/ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት " ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ፖስታ ምኽፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ "

8. ተጫረቲ ኣብቲ ኦዲት ዝካየደሉ ካብ ዕለት 01/11/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ምስቲ ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ኮለጅ ብዝኾነ ዓይነት ስራሕ ወይም ሰነድ ርክብ ዘይብሉ ዝኾነ

ተወሳኺ ሓቤረታ ንምርካብ ሞቫይል 09 11 76 08 47

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s