ቁፅሪ ፕሮፎርማ 08
ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/03/2018 ክሳብ ዕለት 17/03/2018 ዓ/ም 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ
መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ
ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን // መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | ዝርዝር መግለፂ Model | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፓድ ኪት(ነዊሕ) | 04465-OK020 | ብሴቲ | 01 | ||
| 2 | ሹ ኪት | 04495- OK120 | ብሴቲ | 01 | ||
| 3 | ሊንክ ኣሰይ RH | 48820- OK030 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 4 | ሊንክ ኣሰይ ዘ | 48810 – OK010 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 5 | ክለች ዴስክ | 31250-ok250 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 6 | ሪሊዝ ቤሪንግ | 31230-71011 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 7 | ፎርክ | 31204-35070 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 8 | ክለች ከቨር | 31210-ok040 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 9 | ፓይፕ ኣሰይ አንጄክሽን | 23703-30050 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 10 | ድስክ ብሬክ ጆይት | 43512-ok060 | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 11 | ፓይለቷ ቤሪንግ | 90363-12002 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 12 | ፕሮፕራል ሻፍት | 37140-ok030 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 13 | ኦይል ፊልተር | 90915-30002 | ቁፅሪ | 01 | ||
| 14 | ፊዩል ፍልተር | 23390-51070 | ቁፅሪ | 01 |
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875
ድሕሪት