ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሰራሕተኛ ሰርቪስ አገልግሎት ዝህባ ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒበስ መኪና አወዳዲሩ ብጨረታ ክካረይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቀዳማይ ብርኪ ሃይሩፍ በዝሒ ክልተ : ቀዳማይ ደራጃ ኮስተር 27 ሰብ ትሕዝ በዝሒ ሐደ

2 ንጉሆ መእተዊ ሰዓት 1: 30 ንጉሆ መጀሚሪ ቦታ ካብ 70 ካሬ 22 ወይድማ ብተለምዶ ሃያ ሁለት ደብሪ ከተማ መብፅሒ ፋብረካ ሰዓት 2:00 መዉፅኢ ሰዓት 11:15 መጀመሪ ቦታ ፋብረካ መብፅሒ ቦታ ከተማ ደብሪ 70 ካሬ በፅሒካ መልሲ ኬሜትር ኖርማል ሽፍቲ

ካልኣይመእተዊ መጀሚሪ ቦታ ካብ ሮማናት ሰዓት 12:00 ንጉሆ ካብ መሰቦ መውፅኢ 1:15 ቀትሪ ካብ ሮማናት ናብ መሰቦ መእተዊ ሰዓት 7:00 በፂሕካ መልሲ ብኬሜትር ካብ መሰቦ መዉፅኢ 8:15 ምሸት ካብ ሮማናት መሰቦ መእተዊ 3:00 ካብ መሰቦ መዉፅኢ 4:15 ሽድሸተ ትሪፕ

ሳልሳይ ደረጃ ኮስተር ሚኒቫስ 27 ሰብ ትሕዝ በቲ ተሓሒዙ ዘሎ ዝርዝር ቦታ መሰረተ ማይጨዉ ዓይባ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ዓይባ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ክሳብ ክሳድ ግዶ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ሽብጣ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ስታዲዩም በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ እስኮማጆ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ሓሸንገ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይፀዉ ኮረም በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ማይ ማዕዶ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ መኮኒ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ጨርጨር በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ አላማጣ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ነቅሰግ በፂሕካ መልሲ

ቅድም ክብል ዝተገለፁ መሰረት ቀዳማይ ደራጃ ኮስተርን ሃይሩፍ መኪናን ተካሪዩ ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ

በዚ ቀፂሉ ዝተቀሐጠ ክፍሊት ክራይ ምስ ነዳዲን መራሕ መኪናን ናይ ባዕሉ ዝርዝር ዋጋ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡልና ንሐትት

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቲኢቲ ዝተመዝገብሉ ብባዕል መዚ እቶት ዝተፈቀደሎም ቅብሊ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ 10000 ብር ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ንነብሰወከፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ቴክነካል ዋና ቅዳሕን ንነብሰወከፍ ዝተዓሸገ ፖስታ ስፒኦ ወይድማ ካሻ ኮይኑ ዝተዓሸገ ሒዞም ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኦም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ክሳብ 2/12/2025 ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 2/12/2025 ከም ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቶም ተጫረቲ ብማሕበር ዝተወደቡን ብዉልቀን ከኮኑ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790 / 0342410085 /0344405806

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s