ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓደዋ ኣብ 2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ን ሓፂር ስልጠና ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን በብንግዲ ዘፈሩ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ግብሪ ዝከፈለ : ቲን ዝተመዝገበ

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 9/3/2018 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ሐደ ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል

3 ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝክእሉ ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ ቢበዘርፉ ብር 5000 ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተወሃበ ናይ 2018 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ጨረታ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ከተማ ዓድዋ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ከቅርብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 23/3/2018 ዓም ሰዓት 4፡00 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝገብር

8 ጨረታ ሳንዱቅ 23/3/2018 ዓም ሰዓት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክቡ ይክፈት

9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 60 መዓልቲ ዘይበልፅ ይከዉን

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914788359 / 0914211837 / 0921616187

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s