1 ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረደኩ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
2 ዉሕስና ጨረታ 20000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል
3ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 3/3/ 2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 13/3/2018 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዳይሬክትሪ ዳይሬክተር ፋይናንስን ሃፍትን ምሕደራን ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 3/3/ 2018 ዓም ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 13/3/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት
6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ኣሲሩ ስርሑ ይፍፅም
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344400544
ድሕሪት