1 በቲ ዘርፊ ናይ 2017ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ መስከረም 2018 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ምካኑን ናይ ዘመኑ 2017ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
5 ሰዓራየ ዝኮነ ተጫራቲ 3 ሚእታዊ ዊዝሆልድ ታክስን ተወሳኪ እሴት ታክስን በቲ መምርሒ መሰረተ ብዕድጋ ፈፃሚ ኣካል ተቆሪፁ ዝተርፍ ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ
6 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ዝርዝር መረዳእታ መሰረት ክቅርብ ዝክእል
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነኒበይኑ ብሽምዒ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም
8 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክዉን ይግባእ
9 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 2 ክሳብ 19 4/3/2018 ዓም ክሳብ 18/3/2018 ዓም ሰዓት 1030 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል
10 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ብር 25000 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ሰርትፊይድ ቼክ ወይ ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንቲ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል
9 አዚ ጨረታ ዕለት 19/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ ካብ 2 ክሳብ 19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት
10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20 % ክቅንስን / ክዉስን/ ይክእል እዩ
12 ሰዓራይ ኤሌክትሮኒክስ ድማ ብባዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክላኘነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914775963
ድሕሪት