ን 2ይ ጌዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኽእለ ምኳንኩም ንዕድም፡፡
| ቁ | ዝርዝር ንብረት | መዐቀኒ | መፍለይ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ሰትሬት ዩኔን ብዓል 50 | PN 16 | ብቁፅሪ | 20 | |||||
| 2 | ሰትሬት ዩኔን ብዓል 25 | PN 16 | ብቁፅሪ | 20 | |||||
| 3 | ሰትሬት ዩኔን ብዓል 20 | PN 16 | ብቁፅሪ | 20 | |||||
| 4 | ፕላግ H.D.P.E ብዓል 32 | PN 16 | ብቁፅሪ | 20 | |||||
| 5 | ፕላግ H.D.P. ብዓል 25 | PN 16 | ብቁፅሪ | 10 | |||||
| 6 | ችክ ቫልቭ ፍላንጅድ ብዓል 4 ኢንች | ሳንዋ | ብቁፅሪ | 2 | |||||
| 7 | ቃጫ ናይ ቧንቧ መስርሒ | ኦርጂናል | ብኪሎ | 8 | |||||
+ በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዊ ተጫረቲ
9. ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም
10. ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ካርድ ዘለኩም፣ሓዱሽ ናይ መቕረባይ ካርድ ዘለኩም
11. ቫት ዝተመዝገብኩምን/ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ዘለኩም/፣ ናይ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ /መረዳእታ ክተቅርቡ እትኽእሉ ንሓደ ደኩሜንት ዘይምለስ ብር 30.00/ሰላሳ ብር/ ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 03/03/2018 ዓ.ም እስካብ 18/03/2018 ዓ.ም ዋኒኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው ይከኣል።
12. ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 18/03/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
13. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን 10000.00/ዓሰርተ ሽሕ ብር /ብCPC ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
14. ተጫረቲ ናይ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን።
15. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ ናደ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።
16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ተወሳኺ ሓበሬታ፤
ብስልክ ቁፅሪ /0914412211,0914029291/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ኣጉላዕ
ድሕሪት