1 ሐደ ዓይነት ኣቅሐ ቤዝ ኮርስን ማተሪያልን በዝሒ ብሜትሪ ኬዩብ 2497 ሜከዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀክት ከተማ ዓድዋ ኣክሱም እንትጮ ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ካልኣይ ኮንኮሪት ኣግርጌት ማተሪያል G4 02 ፀፀር G3 01 ፀፀር በዝሒ ብሜትርኪዩብ 3000 ሜትሪ ኪዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀከት ከተማ ዓድዋ ኣክሱም እንትጮ ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀከት ሳልሳይ ቤዝ ኮርስን ማተሪያልን በዝሒ ብሜትሪ ኬዩብ 8400 ሜከዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀክት ከተማ ዓዲግራት ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት አርባዕተ ኮንኮሪት ኣግርጌት ማተሪያል G4 02 ፀፀር G3 01 ፀፀር በዝሒ ብሜትርኪዩብ 1000 ሜትሪ ኪዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀከት ከተማ ዓድግራት ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀከት ሓሙሽተ ቤዝ ኮርስን ማተሪያልን በዝሒ ብሜትሪ ኬዩብ 61470 ሜከዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀክት ከተማ ዉቅሮ ነበለት ዉቅሮ ከተማን ዓብይዓዲ ከተማን መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ሻድሻይ ኮንኮሪት ኣግርጌት ማተሪያል G4 02 ፀፀር G3 01 ፀፀር በዝሒ ብሜትርኪዩብ 2000 ሜትሪ ኪዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀከት ከተማ ዉቅሮ ነበለት ዉቅሮ ከተማን ዓብይዓዲ ከተማን መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ሸዉዓይ በዝሒ ብሜትሪ ኬዩብ 5359.2 ሜከዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀክት ከተማ ሸራሮ ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ሻምናይ ኮንክሪት ኣግርጌት ማተሪያል G4 02 ፀፀር G3 01 ፀፀር በዝሒ ብሜትርኪዩብ 1000 ሜትሪ ኪዩብ ዝድለየሉ ፕሮጀከት ካብ ከተማ ሸራሮ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
2 ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ስራሕ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 3/3/2018 ዓም ክስብ 12/3/2018 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መንገዲ ስራሕ ቢዝነስ ዩነት ሎጅስቲክ ቢሮ ቁፅሪ 4 ፎቅ ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ ክሳብ 1130 ድሕሪ ቀትሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ እትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ ዕለት 13/3/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ማለት እዉን ዕለት 13/3/2018 ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
ድሕሪት