ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ቦራቸለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000.00
  • ቦታ: ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣለጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ እንዓደምና

2 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ናይ 2017 ዓም ወይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተምዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2017 ዓም ወይ ምስከረም 2018 ዓም ዲክለር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2017 ዓም ወይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 20000 ከትሕዝ ዝክእል

7 ነዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

8 ሰዓራይ ዝኮነ ታጫራታይ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ቦራቸለና ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ አለዎ

9 ጨረታ ኣበ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ንተከታታሊ 15 መዓልቲታት ኮይኑ ካብ 3/3/2018 ዓም ክስብ 17/3/2018 ዓም ይፀንሕ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ጨረታ ይክፈት

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ቦራቸለና ምዉሳድ ዝክአሉ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ እዉን ናይ ምንካይ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ሰነድ ኮፒን ኦርጅናልን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ዝብል መፍለይ ፅሑፍ ብምግባር ክሳብ ዕለት 17/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 አብ ዝተዳወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ሕድሕድ ገፅ ማሀተም ፊርማን ክህልዎ አለዎ

15 ናይ ጨረታ ቆንቆ ትግርኛ እዩ

16 እዚ ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ን 40 መዓልቲታት እንትከዉን ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል ወይ እስፐስፊኬሽን ምስራዝ ኣይከኣልን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914783049 / 0993200423

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s