1 ብመደበኛ ጨረታ ንትካል ዝዉዕሉ 85 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 50 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 135 ቦታታት ብጨረታ ንምትሕልላፍ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ ተከታታሊ መዓልቲታት ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቀቅማ ምሕደራ መሬትን ከተማ ሸራሮ እንዳማእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝእን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነድ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ
ድሕሪት