ፕሮፎርማ
ሙሉእ 1 ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ስለዚ ናይ 2018 ዓ/ን ዝተሓደሰ መቕራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝፈለክም ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ፤ቲን ናምበር ዘለኩምን፣ነዚ ሲዒቡ ሰደቓ ፅንዓት ዕደጋ ክትመልኡልና ንሓትት። ፕሮፎርማ ዝኸፈተኩ እዋን 27/ 02/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ይኸውን ኣድራሻ 0914018709
ጥቓ ገዛና ሪልስቴት
| ሪ | ዓይነት ኣቅሓ | ዓይነት | መዕቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | እስክርቢቶ ሰመያዊ | Link of ffex orginal | ብባኮ | |||
| 2 | እስክርቢቶ ቀይሕ | Link of ffex orginal | ብባኮ | |||
| 3 | ልሙዕ ወረቀት | LAOLA | ብደስጣ | |||
| 4 | ናይ ብላክበር ዳስተር | OMIGA | ብቑፅሪ | |||
| 5 | ፒሪንተር ቀለም 05A | Garden Hp laterjet | ብቑፅሪ | |||
| 6 | ደፍተር ባዓል 50 ለሕ | ሲነርላይን ለስቲክ ዘለው | ብድርዝን | |||
| 7 | ፍሌድ ምስ መበዕበዕኡ | Retype | ብቑዕሪ | |||
| 8 | እሁ | ብቑፅሪ | ||||
| 9 | ካርቦን 8000E | Ambassador | ብቑፅሪ | |||
| 10 | ማርከር | ኣርትላይን | ብድርዘን ባኮ | |||
| 11 | ማርከር | ጃምቦ | ብደርዘን ባኮ | |||
| 12 | እስቴፕለር | Kangaro | ብቑፅሪ | |||
| 13 | እስቴፕለስ ሽቦ | Kangaro | ብቑዕሪ | |||
| 14 | ካተር መቁረዕ ወረቀት | Size A-3 | ብቑዕሪ | |||
መተሓሳሰቢ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኦርጅናል ፅሕፈት መሳርሒታት ወፃኢ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን
ድሕሪት