1 ናይ 2017 ዓም ግብሪ ከፊሎም ን2018 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ከቅረቡ ዝክእሉ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ
3 ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳአታ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ
4 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛናን ክወስዱ ይክእሉ
5 መከበሪ ጨረታ ናይ ሞትር ሳይክል መለዋወጢ 5000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ አታዊ ዝኮነሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛናን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይከዉን
7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 21/2/2018 ዓም ከሳብ 5/3/2018 ዓም ኮይኑ 5/3/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ባዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ሰዓራይ ተጫራቲ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሉ መሰረት ኣታዊ ክገብር አለዎ
9 ሰዓራት ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ንከረክብ ዝአረሉ ግዜ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ የረክብ
10 ሰዓራይ ተወዳዲሩ ዝሰዓሮ ንብረት ብፋክቱር መምርሒ መሰረት በበኪይዲ ስርሑ ደረሰኝ ከቅርብ ይግብእ
10 ቤት ፅሕፈትና ኣብ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
11 ሰዓራይ ተጫራቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዝ ዝክእል
12 ዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕ ድማ ኣብ ንበይኑ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዝጫረትዎ ዓይነት ጨረታ ናይ ተጫራታይ ሽምን ፊርማን ማህተምን ገይሩ ከቅርብ አለዎ
13 ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ማሀተም ክገብርሉ አለዎም
14 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛና ኣብ ስራሕ ሰዓት ንሕድሕድ ጨረታ 200 ብር ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ
15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0987406588 / 0970354659
ድሕሪት