ቑፅሪኮ/ኢ/ኮ/ት/ግኮ/ጨ001/2018
ዕለት18/2/2016ዓ/ም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ካብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝካየድ ቕነ- ኢንቨስትመንት ዘድልዩ ዝተፋላልዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብከባብያዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሂታት እተማሉኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
1. ብናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ፦ ኣቕርቦት ዘርፊ 2018 /2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ፣ መፍለይ ቑፅሪ ንግዲ/ቲን ቑፅሪ/፣ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝግልፅ ሰርትፊኬት ዝቕርብ።
2. ተጫረቲ መኽበሪ ሰነድ ጨረታ 15000 ቕርሺ (ዓሰርተ ሓሙሽ ቕርሺ) ካብ ሕጋውያን ትካላት ፋይናንስ ብCPO ኣስርሑ ከትሕዝ ዝኸእል
3. ጨረታ ሰንድ ዘይምለስ 300 ቕርሺ ብሽም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ዝፍላጥ ናብ ባንኪ ቑፅሪ 1000538770489 ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣታዊ ብምግባር ናይ ባንኪ ኣድቫንስ ብምሓዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 18/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 4 /3/2018 ዓ/ም ካብ ግልጋሎት ኮርፖሬት ዳሬክትሬት ክወስዱ ይኽእሉ።
4. ተጫረቲ ዘቕርብዎ መረዳኣታ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ዘየብሉን ኣብ ዝተመለኣ ጨረታ ሰንድን ፓስታን ስሩዕ ማህተም ዝዓረፎን ክኸውን ይግባእ።
5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፣00 ናይ ንጉሆ ኾይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ብተማሳሳሊ ዕለት 04/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፣30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቕድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት። እዙይ ከምዘለዎም ኾይኑ ኣብ እዋን ምኽፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቕ ዝኣተወ ፖስታ ከይተኸፈተ ዝምለስ የለን።
6. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝዕንሕሉ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጅሚሩ ን15 መዓልቲ ይኸውን።
7. ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
8. ኣድራሻና ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወለቲ ፕላኔት ሆቴል ውርድ ኢልካ ኣብ ዛምራ ሪልስቴት 6ይ ደብሪ ናይ ኮሚሽነር ፅሕፈት ቤት ፊት ንፊት ግልጋሎት ኮርፖሪት
9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342409816 ፣ 0962664026 ፣ 0974487438 ኣብ ናይ ስራሕ ሰራሕ ሰዓት ደዊለካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል።
ድሕሪት