ቁፅሪ ከ/ስ/ት/ቤ/ዕ/ን/ፋ/ 218/2018
ዕለት 13/02/2018
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጀ ከተማ ማይጨው 2018 በጅት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ዘገልግል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ክተማሉኡ ትኸእሉ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ መዐቀኒታት
1. በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበርን ናይ ቫት ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኸእል፡፡
2. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ፡፡
3. መጠን መኽበሪ ጨረታ 6000 ብ CPO ብጥረ ገንዘብ ብዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ውሕስና ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
4. ናይ ጥቅምቲ ወርሒ ቫት ዲክላረሽን ከቅርብ ዘኸእል ፡፡
5. ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 500 ብምኸፋል ካብ ዕለት 13 /02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/02/2018 ሰዓት 11፡30 አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ቤትማዛጋጀ ከተማ ማይጨው ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረትን ፋይናንስን ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃቦም ሰነድ ኦርጅናልን ዋጋ ዝምለኦሉ ኮፒን ከእትዉ ኣለዎም ፡፡
6. እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 24/02/2018 ዓ/ም ልክዕ ሳዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጀ ይኸፈት፡፡
7. ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን ፡፡
8. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኸቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
9. ጨረታ ዋጋ ፀንዑ ዝፀንሐለ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኸውን፡፡
10. ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
11. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ቤትማዛጋጀ ስቶር ከምፅእ ዝኽእል፡፡
11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914785497/0935167269 ምሕታት ይካአል፡፡
ድሕሪት