ቑፅሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/ 25/2017
ዕለት፡– 13/02/2018 ዓ/ም
ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት
ናይ Stationary(ሕትመት)መቕረብቲ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
| s/n | code/part num | description | unit | qt | pric unit | total price | remark |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | ዳንኤል ቢያድግልኝ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር መፅናዕቲ ዲዛይን ሱፐርቪዥንን ኮንትራት ምምሕዳርን Daniel Bladglign Directorate Director Design study Supervision & contract Administration | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም(ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ሱፐርቪዥንን ኮንትራት ምምሕዳርን Tigray Road Consturaction Eterprise Directorate Design dtudy Supervision & contract Administration | ብቑፅሪ | 1 | ||||
2 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | ተሰፋይ ገ/መድህን በርሀ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ፅገና መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን Tesfay G/medhn berhe Directorate Director Equipment & Vehicles maintenance | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም(ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ፅገና መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን Tigray Road Consturaction Eterprise Directorate Equipment & Vehicles maintenance | ብቑፅሪ | 1 | ||||
3 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | ኣዲሱ ተሰፋይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ኮንሰትራክሽን Addisu tesfay Directorate Director Constraction | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም (ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ኮንሰትራክሽን -TIgray Road Consturaction Eterprise Directorate Director Constraction | ብቑፅሪ | 1 | ||||
4 | ክቢ ማሕተም (ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ትልሚን ቢዝነስ ዲቨሎፕመንትን -Tigray Road Consturaction Eterprise Directorate Plan & Business Development | ብቑፅሪ | 1 |
1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፡ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን
2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 15/02/2018 ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት
3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ።
4, ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ፣ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቑፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ፤
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ ።
6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከምውዕሊ ኾይኑ ይሰርሕ
7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይኽእል።
8. ተወዳዳሪ ኣብዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።
9. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንከቕርብ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ውድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ።
10. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ምስ ኣተወ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ፤
11. እቲ ውድድር ሕድሕድ ንጎኒ ተራብሑ ምስ ሓለፈ ንታሕቲ ብምድማር ዝተሓተ ዋጋ ዘቅረበ ሰዓራይ ይኸውን፤
12. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
" ምስ ሰላምታ”
ድሕሪት