ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ወይ ናይ 2018 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን ዘርቅብን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል ናይ ወርሒ ነሐሰ 2017 ዓም ወይ ምስከረም 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ ወይ ዲክላሬሽን መረዳእታ ቅዳሕ ዘቅርቡ

3 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ዘቅርቡ

4 ናይ 2017 ዓም ወይ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ወይድማ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረት ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ዕድጋ ፈፃሚ ኣካል ኣብ ነብሰወከፍ ነፀላ ኣቅሓ ምስ ናይ ቤት ፅሕፈታት በጀት መሰረት ብምግባር 20 ሚእታዊ ካብ በዝሒ መጠን ዝተሐዘ ንብረት ክዉስክ ወይ ክንኪ ይመስል አለዎ

7መከበሪ ዉዕሊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ እንተኮይኑ ናይ ሒሳብ ባንኪ ቁፅሪ 1000539538431 ኣታዊ ገይሩ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእል ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝን ዝክእል

8 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉጀሚሩ ጀሚሩ ዉሽጢ 15 ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከቅርብ ዝክእል

9 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሉ መሰረት ኣብ ዝተዉሃቦ ግዜ ገደብ ኣታዊ እንተዘይገይሩ ኣብ ኣታዊ ዘይገበሮ ጠቅላላ ዉዕሊ በቢመዓለቱ 1/1000 ክሳብ 10 ሚእታዊ ዝበፅሕ ይቅዓዕ ካብኡ ንዝሐለፈ ብመምርሒ ዕደጋ 5/2016 ተፈፃሚ ይከዉን

10 ኣብ ሕድሕድ ዝምላእ ዋጋ ንብረት ቫት ዝሐወሰ ክመልእ አለዎ ቫት ሓዊሱ ዘይመለአ ተወዳዳሪ ምስ ቫቱ ክምዝተመለአ ይቁፀር

11 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዜ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 ተከታታሊ መዓልቲታት ይከዉን

12 ተጫረቲ ኣብ ተቅርብዎ ሰነድ ሽምን አድራሻን ክታምን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

13 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 4/2/2018 ዓም ክስብ 18/2/2018 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

14 ጨረታ 19/2/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዐለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s