ቤ/ሶ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ንከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ኢንዳስትሪ ኮንስትራክሽን ግብርናን መሳርሒ ናይ ቤ/ዕ/ትዘ/ቁ/ገ/ልምዓት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ ።

መምርሒ ተጫረቲ

ቤ/ሶ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ንከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ኢንዳስትሪ ኮንስትራክሽን ግብርናን መሳርሒ ናይ ቤ/ዕ/ትዘ/ቁ/ገ/ልምዓት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ ።

✓ ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈትል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ

✓ ልዕሊ 500,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ካቅርቡ ዝክእሉ V/ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ 3ተወርሒወይቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ናይ ሓደ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ካቅርቡዝክእሉ

V. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍላይ ቁፅሪ /TI/ ከቅርቡ ዘኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም

V. ናይ2018ዓ/ም ዝተሃደሰ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቅርቡ ዝኽእል

V. ናይ2018ዓ/ም በቲ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

✓ ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭብርብር ዝሙኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኸውንን ፣

ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝግበርን፣ዘተሐዙዎ መኽበሪ ጨረታከም ዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣኽቢሮም ዝኣትው ፡-እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን15 መዐልትታትጥራሕ ይከውን 10000/ ዓሰረተ ሽሕ/ብር መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ v ሰነድ ጨረታእዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/02/2018 ዓ/ም

ንተኸታታሊ 7ተ መዓልቲታት አብ ቤ/ፅ/ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/አበርገለ የጭላ 1ይ ደብ ሪቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብምክፋል /ክልተ ሚኢቲ ብር ክትወስዱት ድሕሪ ምዕፃው ጨርታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኹን ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት ዘይቡሉ ምዃኑ

✓ ተጫረቲእቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 11/02/2018 ዓ/ምሰ ዓት4:30 ምዃኑ ፈሊጦም ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ዝኣስሩን መኽበሪ ውዕሊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ /ፖርፎርማንስ ቦንድ ድማ /10%/ ናይቱ ዝሳዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ኣለዎም እቲ ዘትሓዘዎ መክበሪ ጨረታ ብር 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ክሳብ ውዕሊ ዝኣስሩ ዘገልገል ይኸውንውዕሊምስኣስሩ መክበሪ ናይ ስራሕ/ፖሮፎርማንስ ቦንድ/10% ምስ ኣትሓዙ ይልቀቅ v መኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዘተረጋገፀ CPO ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ ብዝኣሰርዎ መሰረት ኦርጂናል ንብረት ምስ ኣቕረቡ ይልቀቐሎም/ለን፡፡

v. ተጫረቲ ንሓደ ዓይነት አቕሓ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ እቲ ንብረት ማዕረተማቂሎም ዘቕርቡምኻኖም

v. ሰነድ ጨረታ ብፖስታ /ኦርጅናልን / ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ ብናይቱ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ምሉእ ኣድራሽኡን ሰነዱን ይቐርብ፡ እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት11/02/2018ዓ/ም ስዓት 4:00 ተዓፅዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 4:30 ኣብ ቤ/ፅ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ 1ይደብሪ ቁፅሪ28ተ ይክፈት

✓ ኣብዚ ጨረታ እዚ ኣከራካሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

* ኣብዚ ፕ/ፎርማ ጨረታ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብዕሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ዘቕርብ ይኸውን።

✓ ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንትሃልይዎም ጥርዓኖም 3ተ ተካታታሊ ናይስራሕ መዓልቲ ቅድሚ ምሕላፉ ቅሬተኦም ናብ ላዕለዋይ ሓላፊ ከቅርቡ ይኽእሉ እዮም።

ካሊእ አብዚ ብናይ PSNP-5 ማንዋል ብዘሎ ንነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ብዝኣዘዞ መሰረት ይፍፀም ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ዝጋነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን፡፡

መተሓሳሰቢ፡-

Ø እዚ ኣብ ላዕሊ ዘተገለፀ ንብረት ስዓራይ ዝኸነ እቲ ንብረት ኦርጂናል ፅሩይ ኮይኑ መፅዐንን መራገፍን መጓዓዕዝን ብናይ በዕሉ ኮይኑናብ ወ/አ/የላ ቤት/ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ኣታዊ ይገብር፡፡ ቤ/ፅሕፈትና ዕሬቶም ተረጋጊፆም አታዊ ናይ ዝኾኑ ንብረታት ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፅም ይኸውን

Ø ስዓራይ ዝኾነ መቕረባይ እቲ ንብረት ካብ ዘቕረበሉ እዋን ጀሚሩ ንዘቕረቦም ንብረታትእቲ ቤት ፅሕፈት ውሕስና የድልዮም ንዝበሎም ንብረታት ውሕስና ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪ ቡእቲ ጨረታ ብሙሉ እይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ ቤት ፅሕፈትና ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን 20% ናይ ምቅናስን ምውሳኽን መሰሉ ሕለው እዩ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s