ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ጉልበት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

               ንካልአይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ  

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ  ንቤት ፅሐፈትና  ግለጋሎት  ዝዉዕሉ  ሞተር  ሳይክል  ጉልበት  ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
2  ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር  ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
3 ዝተሐደሰ መቕረብነት መለለይ ካርድ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
4 ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ተወዳደርቲ ዝኾንኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ናይዚ ወርሒ እዚ ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ  ክተቕርቡ እተክአሉ::
5 መክበሪ ጨረታ  ብረ 2000.00 ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ  ምሰቲ ናይ ጨረታ  ሰነድ ከእቲ ዝክእል::
6 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 12/03/2007 ዓ/ም ኮይኑ  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/03/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ባዕሎም/ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ማሕበር መናእሳይ ትገራይ ይኽፈት::
7  ሰነድ ጨረታ  ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ን/ምም/ዳርን ብር 20  እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም  እትከአሉ  እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 12/03/2007 ክሳብ ዕለት 24/03/2007 ሽም "ኣድራሻ ፌርማ  "ማህተምን ብመግባር  ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዘተዓሸገ  ፖስታ ናይ ቢሮ  ቑፅሪ 14 አታዊ ይግበሩ::
8 አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ ንዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብናይ ባዕሉ  መጎዓዓዝያ  መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝከአልን እቲ  ንብረት  በቲ ዝወፀ  እስፐስፊኬሽን  መሰረት ትክከለኛ ምኮኑ   ምሰተረጋገፀ ኣታዊ   ገይሩ  ገንዘብ ዝወስድን ::  
9  መክበሪ  ዉዕሊ 10% ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብCPO ክተሕዝ ዝከአልን ኣብ ዉሽጢ  2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ዝአስርን::
10 ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት  20% ምዉሳኽን  ምቕናስን ዝከኣል ምኮኑ::
11  አብዚ  ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከም ዝከዉን  ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ  ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት  ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊ’ ዉን ተሐታቲ  ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ::
12  ልዕሊ 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ብር / አሸናፊ  ዝኮነ  ነጋዳይ  2%   ዊዝሆልዲንግ  ዝኸፍል ::
13  መኽበሪ ጨረታ  ፀኒዑ ዝፀንሐሉ  ግዜ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ    ይኸዉን ::
14 ዉዕሊ መክበሪ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ   ብተከታታሊ 30 መዓልቲ ይኸዉን::
15 መ /ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን  ብኽፋል ናይ  ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s