ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 18, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

መኪና ፅገና

ሞተር ሳይክል ፅገና

ናይ ቢሮ አቁሑት ፅገና

ናይ ካፍቴርያ አገልግሎት

ፎቶ ኮፒ ምርባሕ አገልግሎት

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ታት

  1. ናይ 2008 ዓም ናይ ፍቃድ ንግዲ Â ዘሐደሱን
  2. Â መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ንመኪና ፅገና ጥራሕ ናይ ተወሳኪ ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘለኩም ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ
  4. መከበሪ ጨረታ ብሲፒኦ 3000 ቅርሺ
  5. ጨረታ ካብ ዕለት 18 ሓምለ Â 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 3 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
  6. ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ተዳሊዩ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 42ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል
  7. ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለትን ሰዓትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረከቡ ይምረፅ
  8. ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  9. ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቀበሌ 03 መቐለ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344404715 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s