ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ ኣጉ/ማ/ግ/-----/18

ዕለት 27/01/2018 ዓ.ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመዐቀኒመፍለይበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ኮምፒተር ወረቀት 80ግ A4 is0 certified1ይ ደረጃብደሰጣ50
2ኮምፒተር ቀለም ኦርጂናል80Aብቁፅሪ5
3ኮምፒተር ቀለም ኦርጂናል05Aብቁፅሪ5
4ኮምፒተር ቀለም ኦርጂናል26Aብቁፅሪ2
5እሰክርቢቶ(Link Offix) ሰምያዊ 50 ዝሕዝ1ይ ደረጃብባኮ13
6ማእከላይ ካኪ ፖሰታ 50 ዝሕዝ1ይ ደረጃብፓኬት2
7ንእሽተይ ካኪ ፖሰታ 50 ዝሕዝ1ይ ደረጃብፓኬት3
8ኮላ wood fixኦርጂናልብቁዕሪ2
9እሁ ኮላኦርጂናልብቁፅሪ5
10ፍለሽ 32 GBኦርጂናልብቁፅሪ5
11መርገጫ ዓብይ1ይ ደረጃብቁፅሪ1
12ናይ ወረቀት መብሸዒ ዓብይ1ይ ደረጃብቁፅሪ3
13ዓብይ ቃለ ጉባኤ መዝገብ1ይ ደረጃብቁፅሪ4
14ሓቋፊ (kent) ዓብይ1ይ ደረጃብቁፅሪ54
15ሓቋፊ (ket) ንእሽተይ1ይ ደረጃብቁፅሪ20
16ካልኩሌተር (Citizen) ሰለሰተ ዜሮ1ይ ደረጃብቁፅሪ4ብሳምፕ መሰረት
17ማእከለይ ኣጀንዳ1ይ ደረጃብቁፅሪ4
18ማሰታወሻ ማእከላይ1ይ ደረጃብደርዘን1
19ናይ ማህተም ቀለምኦርጂናልብቁፅሪ2
20ካርቦን 8000 ፒትራም1ይ ደረጃብደሰጣ12
21ቁልፊ ናይ ደረወርብቁዕሪ5
22ሰፖንጂብቁዕሪ4
23ናይ ኣታዊን ወፃእን ደብዳቤ መዝገብ1ይ ደረጃብቁፅሪ1
24ሰቴፕለር kangaro1ይ ደረጃብቁፅሪ2

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዊ ተጫረቲ

1. ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2. ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቕረባይ ካርድ ዘለኩም

3. ቫት ዝተመዝገብኩምን/ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ዘለኩም/፣ ናይ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ /መረዳእታ ክተቅርቡ እትኽእሉ ንሓደ ደኩሜንት ዘይምለስ ብር 30.00/ሰላሳ ብር/ ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት27/01/2018 ዓ.ም እስካብ 12/02/2018 ዓ.ም ዋኒኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው ይከኣል፡፡

4. ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 12/02/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

5. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝኸውን 10000.00/ዓሰርተ ሽሕ ብር /ብCPO ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

6. ተጫረቲ ናይ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡

7. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን፡፡

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ተወሳኺ ሓበሬታ፤

ብስልክ ቁፅሪ /0929265714,0914412211/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ኣጉላዕ

/0914029291,0914162862/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s