ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ 30000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ፡ ናይ ፈርኒቸር 15000 ቅርሺ ፡ ናይ መኪና ስፔር ፓርት 15000 ቅርሺ ፡ ናይ ሳይክል ስፔር ፓርት 5000 ቅርሺ ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 30000 ቅረሺ
ቦታ:
ሽረ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል
/
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2017ን 2018 ዓም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋጋ ሐዊሶም ክመልእ አለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ እንተዘይ ሐዊሶም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ከምዝመለአኩም ተገይሩ ይሕሰብ
ናይ ወርሒ ሐምለ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 22/1/2018 ዓም ክሳብ 13/1/2018 ዓም ብተካታታሊ መዓልቲታት ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀበሌ 03 ኣብ ዉሽጢ ኣዳራሽ ሃፈቶም ቀፅሪ 19 ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ዘይምለስ 500 እናድካፈልኩም ክሳብ 13/2/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ክትወስዱ ትክእሉ
እቲ ጨረታ ዕለት 13/2/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ጨረታ ሰነድ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት አማላኡ እንተተረኪቡ ብዘየለዉሉ እዉን እንተኮነ ንምክፋት ዝዓግት ነገር የለን
ናይ ጨረታ መከበሪ ፅሕፈት መሳርሒ 30000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ፡ ናይ ፈርኒቸር 15000 ቅርሺ ፡ ናይ መኪና ስፔር ፓርት 15000 ቅርሺ ፡ ናይ ሳይክል ስፔር ፓርት 5000 ቅርሺ ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 30000 ቅረሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም በቲ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ
ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
እቲ ትካል ተመሓይሹ ብዝወፀ መምርሒ ዕደጋ 05/2016 ዓም 20 ሚእተዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s