ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ/መቕረብቲ/ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወሳኺ እሴት ታክሲ /ሻት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ ::

2. ናይ 2017/2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ 2017/2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

4. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።

5. መኸበሪ ጨረታ ንኤሌክተሮኒክስ 40,000.00/ኣርባዓ ሽሕ ብር/ ንፈርንቸር 5,000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል ::

6. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15' ማዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ከቕርብ ዝኽእል።

7. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ብር 200.00/ክልተ ሚኢቲ ብር/ ከፊልካ ብምውሳድ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ ሙሉእ ኣድራሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፅ ዝኽእል ካብ ዕለት 23/01/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኮፒን ኦርጅናልን ብምፍልላይ ምእታው ይኽእሉ:: ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ኮይኑ እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ዝኸልክል ከም ዘየለ ።

8. ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ፣ ብተወሳኺ እዉን ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ንብረት ዝመልእዎ ዋጋ ሻት ሓዊሶም ዝወዳደሩ ምዃኖም እናፍለጥና ሻት የወስኽ ወይ ድማ የቕንስ ዝብል ሓሳብ ወይ መብርሂ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ኣብ ሕድሕድ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩ ካብ ውድድር ዝወፅእ ምዃኑ ።

9. ኣብ ናይ በዓል ሞያ ዝተመለአ ስፔስፊኬሽን ምስራዝን ናይ ባዕልኻ መብርሂ ምጥቃም ዘይፍቀድ ምዃኑ ዝተጠቐሙ ካብ ውድድር ወፃኢ ይኸውን።

10. ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኸፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለው ኾይኑ ብተወሳኺ እውን 20/ ናይ ምውሳኽን ምቕናስን መሰሉ ዝተሓለወ እንትኸውን ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ መምልኢ ዋጋ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ጥራሕ ይወስዱ።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ወይ ድማ ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 308 ምሕታት ትኽእሉ ።

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s