ምልክታ ፕሮፎርማ
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ትዮታ chasis Number AHIFK22G703014666 Model LAN 25L-PRMDEN መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡
5. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 13/01/2018 ክሳብ 15/01/201 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
6. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዜ የረክቡ፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0948466283 ወይም 0914753135 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Caliper assy | 47750-O-OK180 | assy | 2 | |||||
| 2 | Power steering | 442000-K04/DE/OK230 | pcs | 1 | |||||
| 3 | Knucle steering | 43212-OKO30 | pcs | 1 | |||||
| 4 | Head lamp assy RH | 81110-oko60/ok230 | pcs | 1 | |||||
| 5 | AC radiator | Model | pcs | 1 | |||||
| 6 | Rear lamp assy RH | 81550-ok030 | pcs | 1 | |||||
| 7 | Rearlamp assy LH | 81560-ok030 | pcs | 1 | |||||
| 8 | Boots | Model | pcs | 2 | |||||
| 9 | Engine support RH &LH | Model | pcs | 2 | |||||
| 10 | Shroud | 16711-05060 | pcs | 1 | |||||