ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣቑሑት ቢሮ፣ ኤሌከትሮኒከስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

ቑፅሪ ፋመ/1427/18

ዕለት 12/01/2018 ዓም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣቑሑት ቢሮ፣ ኤሌከትሮኒከስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ከትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ብምውሳድ ንኸትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተደለይቲ ረቛሒታት

1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ TN ሰርተፊኬት ፣VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬት፣ ቅድሚ እዚ ምልከታ ጨረታ ምውፃኡ ዝነበረ ወርሒ ቫት ዲከለር ዝገበረሉ ሰነድ ድክላሬሽንን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከቕርብ ዝኸእል፤

2. ተጫረቲ ንሕድ ሕድ ዝስዕቡ ሎታት መኸበሪ ጨረታ ውሕስና ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

  • ንቐረብ ፅሕፈት መሳርሒ FY/G/STA/1/20188 -ሎት oı ብር 30,000 (ሰላሳ ሽሕ ብር) 
  • ንቐረብ ፅሬት ኣቕሑ FY/GYM/1/2018 - ሎት ዐ2 - ብር ሀ0,000 (ዓሰርተ ሽሕ ብር) 
  • ንመለዋወጢ ኣቕሑ ተሸከርካሪ FY/G/OLS/1/2018 - ሎት ዐ3 - ብር 30,000 (ሰላሳ ሽሕ ብር) 
  • ንኣቑሑት ቢሮ FY/G/OFE/1/2018 - ሎት ዐ4 - ብር 100,000 (ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ብር) 
  • ንኤሌከትሮኒከስ FY/G/CEE/1/2018 - ሎት o5 - ብር 250,ooo (ከልተ ሚኢቲ ሓምሳን ሽሕ ብር)

3. ኣብዚ ምልከታ ጨረታ ቁፅሪ “2” ንዝተጠቀሱ ሎታት ጎኒ ዝተቐመጡ መጠን ግምት ውሕስና ዝትከእ ብጥረ-ገንዘብ ናብ ማሕበር ኣታዊ ዝገብሩ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ (CPO) ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ (unconditional Bank Guarrant) ብሽም ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣስሪሖም ምስ ዝተመልአ ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዞም ከቅርቡ ዝኸእሉ።

4. ኣብ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታኦም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፣ ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ተጫራቲ ትካል ወይ ውልቀሰብ ዝሓዘ፣ ኣብ ሕድ ሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ክኸውን ይግባእ፣

5. ተጫራቲ እዚ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስዓት ስራሕ ዘይምለስ ብር 200.0o (ኽልተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይኽእል፣

6. ተጫረቲ ዝገዝእዎ ሰነድ ጨረታ ቴከኒካልን ፋይናንሻልን ብዝግባእ መሊኦም ዋና (ኦርጅናል)ን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ከልተ ፖስታ ዓሺጎም ኣብ ሕድ ሕድ ፖስታ ሽም ተጫራቲ፣ ማሕተም፣ ኣድራሻ፣ ፊርማ፣ ኦርጅናልን ኮፒን ዝብል ብንፁር ብምፅሓፍ ከቕርቡ ኣለዎም፤

7. ጨረታ ዕለት 26/01/2018 ዓ/ም ልከዕ ሰዓት 8፡oo ተዓፅዩ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ስዓት 8፡30 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበርና ይኸፈት፡፡

8. ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ከቅርብ ዝኽእል፤

9. ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራቲ መኸበሪ ውዕሊ ኣትሒዙ ውዕሊ ጨረታ ንከኣስር ፍቓደኛ ዝኸውን፤

10. ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተጫረቲ ካብ ውድድር ጨረታ ወፃኢ ብምግባር ንቐፃሊ ውን ኣብ ጨረታ ከይሳተፉ ከም ዝግበርን ከፈልጡ ይግባእ።

11. ማሕበርና ጨረታ ድሕሪ ምከፋቱ 20% ናይ ምውሳኽን ምንካይን መሰል ኣለዎ።

12. ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

13. ኣድራሻና መቐለ ኣብ ህንፃ መንፈሳዊ ኮሌጅ ከሳቴ ብርሃን 2 ደብሪ

14. ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ሰዓት ስራሕ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s