1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ፕሪንተር ሞተር ሳይክል ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2017 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም
2 ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
3 ቫት ምዝጋበ ሰርትፊኬት ናይ ወርሒ ሐምለ 2017 ዓም ቫት ዲክሊሪሽን ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
5 ኣብ ፖስታ ዝዕሸግ ንግዲ ፍቃድ ቫት ምዝጋበ ሰርተፊኬት መቅረባይነት ናይ ከፋሊ ግብሪ መለለይ ቲን ናምበር ብግልፂ ዝረአ ክክዉን አለዎ
6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ኮፒ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒ ተባሂሉ ነንበይኑ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ምልክት ብምግብር ከቅርብ ዝክእል
7 ተጫረቲ ኦርጅናን ኣብ ዘይቅርብሉ እዋን ዝቅረብዎ ኮፒ ብዝምልክቶ ኣካል ዝተገናዘበ ክክዉን አለዎ
8 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ይነኩን ትካል ዝተኣገደ ነጋዳይ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን
9 ተጫረቲ ዋጋ እንተምልእሉ ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋን አፈላላይ ክህልዉ የብሉን
10 ኣብ ሞተር ሳይክል ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 30000 ብር ከትሕዝ ክክእል አለዎ
11 ናይ ኤሌክትሮኒክስ 15000 ብር ከትሕዝ አለዎ
12 ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ተጫረቲ ካብ ዕለት 6/1/2018 ዓም ክሳብ 20/1/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን እናመፃእኩም ዘይምለስ 200 እናከፈልኩም ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ
13 እቲ ጨረታ ዕለት 20/1/2018 ዓም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት 21/1/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ይክፈት
14 ሰዓራይ መቅረባይ ዝልጠፈሉ ብስፐስፊከሽን መሰረት ኮይኑ ዝተሐተተ ዋጋ ካብ ዝመለአ መቅርባይ እዩ
15 ተጫራታይ ሲርካ ተባሂሉ ፋይናንሻል ዉፅኢቱ ብስሩዕ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ድሕሪ ሰለሰተ ማዓልቲ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ብብንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ጥር ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
16 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ኣታዊ ዝገበር
17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ
ድሕሪት