1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘፍር ናይ ከተማ ደረቅ ጎሓፍ ፅሬት ስራሕ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ
2 ናይ ነጋዳይ መፍለይ ቁፅሪ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 እቲ ዘፈር ናይ ከተማ ጉሓፍ ፅሬት ስራሕቲ ናይ ዘመኑ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ሐምለ ሒሳብ ዘፍለጥቅመሉ መረዳእታ ማለት ዲክለሪሽን ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ
5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 3/13/2017 ዓም ክሳብ 12/1/2018 ዓም ሰዓት 1100 ጥራሕ ዘይምለስ 2000 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራትን ከይዲ ስራሕ ትልምን በጃትን ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 102/1 ምዉሳድ ትክእሉ
6 መከበሪ ጨረታ ናይ 234 ቀበሌታት ደረቅ ጉሓፍ ምእካብን ምጎዕዓዝን 234 120000 156 ቀበሌታት ደረቅ ጉሓፍ ምእካብን ምጎዕዓዝን ምድብ ሐደ 120000 ጥራሕ ብናይ ኢትዩጰያ ቅርሺ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ስም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
7 ናይ ሐደ ሓሙሽተን ሽድሽተን ቀበሌታት ደረቅ ጉሓፍ ምእካብን ምጉዕዓዝን ምድብ ሐደ ጉሓ ዝፅዕና ክልተ መኪና 15 ሜት ኩዩብን ልዕሊኡን መጠን ትሕዝቶ ዘለዎን ሲኖ ትራክ መኪና ወይ ካሊኢ ዓይነት ተሽከርካሪ ከቅርብ ዝክእል
8 ናይ 234 ቀበሌታት ጉሓፍ ምእካብን ምጉዕዓዝን ምድብ ሐደ ጉሓ ዝፅዕና ክልተ መኪና 15 ሜት ኩዩብን ልዕሊኡን መጠን ትሕዝቶ ዘለዎን ሲኖ ትራክ መኪና ወይ ካሊኢ ዓይነት ተሽከርካሪ ከቅርብ ዝክእል
9 ሰንዱቅ ጨረታ 13/1/2018 ዓም ሰዓት 400 ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 430 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት እንዘተይተረኪቦም ግን ንምክፋት ዝዓግቶ ነገር የለን
10 ዝምላእ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክከዉን ይግባእ
11 ኣብቲ ዝተመለአ ዋጋ ብዛዕባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ እንተኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ምስ ቫቱ ከምዝተመለአ ኣብ ግምት ይኣትዉ
12 እቲ ቤት ፅሕፈት በዝሒ ወይ መጠን ናይቲ ስራሕ 20 ሚእታዊ ክዉሳክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ
13 ሰዓራይ ተጫራታይ ምስ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝአሰረሉ ግዘ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ካብ ጠቅላለ ናይቲ ወረዳ ብዉዕሊ ዋጋ 10 ሚእታዊ ንኣፈፃፅማ ዉዕሊ ዉሕስና ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል
14 ተወዳዳሪ ናይ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅደሕን በበይኑ ዓሺጉ ብሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ዝክእል ካብዚ ዋፃኢ ንዝቀርብ
15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0949529106
ድሕሪት