1 ጨረታ ሐደ ቤት ፅሕፈት ጉደያት ኮምኒከሽን መስከረም 2018 ዓም ናይ መቃልሕ ጋዜጣ ሕትመት
2 ጨረታ ክልተ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮምኒከሽን ጥቅምቲ 2018 ዓም ናይ ፅገና መካይን ጋራጅ
1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን : ናይ መወደእታ ወርሒተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት ከምእዉን መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን : ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መዓቀኒታት ዘማልኡ
3 መከበሪ ጨረታ ንሕትመት መቃልሕ ጋዜጣ 65000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ንፅገና መካይን ጋራጅ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ በምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ 28/12/2017 ዓም ክስብ 8/1/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ ናይ ስራሕ ግዜ መፂእኩም ምዕድጋን ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትክእሉ
5 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝከፈተሉን ዕለት 8/1/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ኣብዚ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኮነ ተጫረቲ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ኣትሒዙን ዉዕሊ ዝአሰር ናይ መቃልሕ ጋዜጣ በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን ፅሬቱ ብዝምልከቶም ኣካላት ምስተረጋገፀ ኣብቲ ዝድለየሉ እዋን ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይገብር
8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 20 መዓለቲ ይከዉን
9 ዝቀረባ ሰነድ ጨረታ ሐዶ ኣርጅናል ኣብ ኩሉ ገፅ ናይ ትካል ማህተም ዝዓረፎን ሐደ ኮፒን ዘቅርብ
10 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ መዕዶ ኣጋኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘየርዳኖስ ሆቴል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344409343 0914734003 0914766550
ድሕሪት