ቑፅሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/ 009 /2017
ዕለት፡–03 /13/2017ዓ/ም
ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት
ናይ Stationary(ሕትመት)መቕረብቲ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
| s/n | code/part num | description | unit | qt | pric unit | total price | remark |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቲተር (ብሳምፕል መሰረት) | ሙዑዝ ኣፅብሃ ንርአ ዋና ፈፃሚ ስራሕ - Muez Atsbeha Nirea Chief Excutive Officer | ብቑፅሪ | 1 | |||
| 2 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | -ሓርነት ኪሮሰ ህንደያ ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዘፈር ኮንስትራክሽን -Harnet kiros Hindeya Dupty Chief Executive Officer | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም(ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘፈር ኮንስትራክሽን -TIgray Road Consturaction Eterprise - Construction Sector | ብቑፅሪ | 1 | ||||
| 3 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | -ኪሮስ ገ/ሂወት ግርማይ ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዘፈር ምዉፋርን ፅገና መሳርሕታትን -Kiros G/hiwet Girmay Deputy Chief Executive Officer Equip.Administration & Maintenance Sector | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም(ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ -ዘፈር ምዉፋርን ፅገና መሳርሕታትን-TIgray Road Consturaction Eterprise -Equipment Administration & Maintenance Sector | ብቑፅሪ | 1 | ||||
| 4 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | -ወላይ ኣሰፋ ነጋሽ ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዘፈር ምምሕዳር -Welay Assefa Negash Deputy Chief Executive & Adminstration Sector | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም (ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ -ዘፈር ምምሕዳር -TIgray Road Consturaction Eterprise | ብቑፅሪ | 1 | ||||
| 5 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | -ኣታኽልቲ ኣሳየሀኝ ዘወልዲ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን-Atakiti Asayehegn Zeweldi Directorate Director Procurment Property Management | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም (ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ --ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን -TIgray Road Consturaction Eterprise -Directorate Procurment & Property Management | ብቑፅሪ | 1 | ||||
| 6 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | -የዉሃንስ በርሀ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ስብ -Yowhannes Berhe Directorate Director Human Resource Management | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም (ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ --ዳይሬክቶሬት ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ስብ -TIgray Road Consturaction Eterprise -Directorate Human Resouric Management | ብቑዕሪ | 1 | ||||
| 7 | ቲተር(ብሳምፕል መሰረት) | -ፍረወይኒ ኣርኣያ ግርማይ -ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ምምሕዳር ፋይናንስ -Freweyni Araya Girmay - Directorate Director Financial Management | ብቑፅሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም(ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ --ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ምምሕዳር ፋይናንስ -TIgray Road Consturaction Eterprise -Directorate Financial Management | ብቑፅሪ | 1 | ||||
| 8 | ቲተር (ብሳምፕል መሰረት) | -ፍረወይኒ ሰዋስው ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር መሳርሒ ምምሕዳር -Freweyni sewasew Directorate Director Equipment Administration | ብቑዕሪ | 1 | |||
| ክቢ ማሕተም(ብሳምፕል መሰረት) | -ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ -TIgray Road Costuraction Eterprise -ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር መሳርሒ ምምሕዳር -Directorate Equipment Administration | ብቑዕሪ | 1 | ||||
| 9 | ሳምፕል | ናይ ቤት ፅሕፈት ጠቋሚ ሓላፍነት | ብቑፅሪ | 33 | |||
| 10 | ሳምፕል | ናይ ጠረጲዛ ጠቋሚ ሓላፍነት | ብቑፅሪ | 45 |
1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፡ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን
2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 05/13/2017 ሰዓት 10፡00 ድ/ሰዓት
3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ።
4, ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ፣ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቑፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ፤
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ ።
6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከምውዕሊ ኾይኑ ይሰርሕ
7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይኽእል።
8. ተወዳዳሪ ኣብዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።
9. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንከቕርብ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ውድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ።
10. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ምስ ኣተወ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ፤
11. እቲ ውድድር ሕድሕድ ንጎኒ ተራብሑ ምስ ሓለፈ ንታሕቲ ብምድማር ዝተሓተ ዋጋ ዘቅረበ ሰዓራይ ይኸውን፤
12. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
" ምስ ሰላምታ”
ድሕሪት