ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፅገና ኤሌክትሮኒክን ፣ ፅገና ዝተፈላላየ ንብረት ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል።
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።
4 በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
5 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 21/12/2017 ዓ/ም -29/12/2017 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 29/12/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
9 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
| ተ.ቁ | ዝፅገን ንብረት | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|
| 1 | ፅገና ኤሌትሪክ ከም ኣምፖል፣ መጎጎ ፣ዲናሞ፣ ቦይለር፣ ዲቫይደር፣ መውቐጢ | ||
| 2 | ፅገና ሽንትቤት ረሳሕ ፈሳሲ | ||
| 3 | ፅገና ማይ ኢድ መሕፀቢ | ||
| 4 | ፅገና ቴሌቭዝንን ድሽን | ||
| 5 | ፅገና ናይ ስፌት ክዳን ማሽን | ||
| 6 | ፅገና ናይ እንፀይቲ (ጣውላ) ስራሕቲ ኣብነት ማዕፆ ወንበር ፣ጠረፐዛ ፣ቁም ሳጥንን፣ ድሮወርን ፣ኮሞዲኖ | ||
| 7 | ፅገና ሓፂን ማዕፆ ናይ መንበሪን ናይ በሪን | ||
| 8 | ፅገና ኣለሚንዮም ማዕፆ | ||
| 9 | ፅገና ኤሌክትሮኒክን ኮምፒተር፣ ላፕቶፕ፣ ፕሪንተር፣ ካሜራን፣ ስፒከር | ||
| 10 | ፅገና ባኒ ማሽን | ||
| 11 | ፅገና ፍርጅ | ||
| 12 | ፅገና መስኮት መስትዋት | ||
| 13 | ፅገና ከችን |
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐለ