ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃነፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ዝስተማይ ካብ ቢሮ ማይ ፈሳስን/ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ምስ ዝክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2018ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/10/1018 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 20, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ / ትራንስፖርት ግልጋሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ 14/01/2017ዓ/ም

ዕለት 20/12/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃነፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ዝስተማይ ካብ ቢሮ ማይ ፈሳስን/ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ምስ ዝክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2018ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/10/1018 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒናይ ሓደ ሜትር ኪብ ክራይ ዋጋመኪና ትሕዞ ሜትር ኪብ ይገለፅ
ብር
1ናይ ማይ ዋጋ ብመስራቤት ዝኽፈል ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ መኪና ዝስተ ፅሩይ ማይ ካብ ማይን ፈሳሲን ካብ ኩሓ ንምቅራብ ክራይሜትር ኪብ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

2/ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል ከምኡድማ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ን07 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ

3/ ሰዓሪ ትካል ናይ ዝሃቦ ግልጋሎት ዝኽፈሎ ብር ልዕሊ10,000 ብር ተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 3% ይኸፍል ኣብዚ ጨረታ ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ እዉን ክወዳደሩ ይኽእሉ እዮም

4/ ተወዳደርቲ ናይ ሓደዋጋን ጠቅላላዋጋን ሻት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስቫቱ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ናይ ጨረታ መምልኢ ዋጋ ተመሊኡ ከቅርብ ኣለዎ

5/ ናይ ማይቐረብ ዝምልከት ናይ ማይ ዋጋ ዝኸፈል ብመስራቤት ኮይኑ ዝቐርበሉ ቦታ ድማ ካብ ቢሮ

ማይንፈሳስን / ካብ ኩሓ ፅሩይ ዝስተማይ ጥራሕ ይኸዉን / ስለዚ እቲ ዉድድር ኣብ መኪና ጥራሕ ምዃኑ ተረዲእኹም ክትወዳደሩ ንዕድም እቲ ዝወሃብ ግልጋሎት ቀረብ ፅሩይ ማይ ክሳብ ሰነ 30/10/2018ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ዝእሰር እንትኸዉን ማይ ቡንባ ኣብ መስራቤት ኣብ ዘቓረፀትሉ ግዜ ጥራሕ እቲ ግልጋሎት ዝወሃብ ኮይኑ ሰዓሪ ትካል ንዝሃቦ ግልጋሎት ፅሬቱ ዘይሓለወ ማይ እንተመፂኡ ተቐባልነት ከምዘይብሉን ፅሬት ዘይብሉ ማይ ኣምፂኡ ኣብ ተሃነፅቲ ናይ ጥዕና ፀገም ዘምፀአ ብሕጊ ዝጥየቅ ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

6/ ተጫሪቱ ዝሰዓረ ትካል ውዕል መክበሪ 2000 ክልተሽሕ ብር ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም

7/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 20/12/2017ዓ/ም ክሳብ 26/12/2017/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብዘይ ተረኸብሉ ይኽፈት

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

መቐለ ቤት ህንፀት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s