ስምረት ኩለመዳይ ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ቀፅሪ ገቢ ጋራጅ አትርከብ ዝተፈላስቦ ኣካላታ ዝተጋደስ ሲኖትራክ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይፕ ስስዝደሊ ግልፂ ጨረታ ኣውፂኡ ኣሎ፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 42,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና/ማሺን ምሻጥ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪስ/ዩ/0695/17 

ዕለት19/12/2017ዓ/ም

ጨረታ ቁፅሪ -ስም/ መም/ተጫ/ ንብ/ምው–012 /2017

ስምረት ኩለመዳይ ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ቀፅሪ ገቢ ጋራጅ አትርከብ ዝተፈላስቦ ኣካላታ ዝተጋደስ ሲኖትራክ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይፕ ስስዝደሊ ግልፂ ጨረታ ኣውፂኡ ኣሎ፡፡ ብምኳኑ'ውን ክትወዳደሩ አትደልዩ እታ ሲኖትራክ መኪና ዘስዋን ዝጎደላን ንብረት ብዓይኒ ብምርኣይ ክትዕድጉሱ ዋጋ ብምቕራብ ንኽትወዳደሩ አዚ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ኣዳሲዩ ኣሎ፡፡

አዚ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ መቆስ ቀበሌ 05 ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ሴጀንሲ ሕ/ስ/ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ቢሮ ቁፅሪ 308 ዕስት 30/12/2017 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በዚዕስት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት። ብምኳኑ'ውን ተጫረቲ ነዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ/ተጫረቲ መምርሒ/ ደምብን ኣሰራርሓን ከማል ይገባሽ።

1. ተጫረቲ ብጨረታ ተወዳዲሮም ናይ ዘሸነፍዎ ዋጋ 10% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፍሊት መሕዘዘ ስፒኦ (CPO) ወደ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ውሕስና ሰነድ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ውዕሊ መከበሪ ብሽም ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ከትሕዙ ኣስዎም።

2. ንዛ ሲኖትራክ መኪና ንምጥራት ወደ ንምውድዳር አንተደልዮም 42,000.00/ኣርብዓን ክልተን ሽሕ ብር/ ብባንኪ ዝተረጋገዘ ስፒሾ(CPO) ብሽም ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ብምትሓዝ ምስ ጨረታ ሰነድ ኣተሓሒዞም የቅርቡ

3. ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራዊ ምኻና ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ተከታታሊ 5 መዓልቲ ሙሱሽ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ብሽም ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000077237155 ሙሱሽ ዋጋ ኣታዊ ይገብሩ።

4. ተጫራታይ ዘሸንፎ ንብረት ኣብ ዝተቐመጠሱ ገዜ ገደብ ሙሱሽ ዋጋ ክኸ እንተዘደክሊሱ ኣታዊ ናይ ዘይገበር ገንዘብ 0.1 % በቢመዓልቱ ናብ ካዝና ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣታዊ ይገብር።

5. ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ(CPO) አንተይኣትሓዝካ ምጭራት ብጥብቂ ዝተኸስከስ እዩ።

6. ንጨረታ ዝቀረበት ተሽከርካሪት ናይ ሕሱፍ ዘይተኸፈስ ከላውዶ፣ ቀረፅን ካልኦት ዕዳታትን በዓል-ንብረት ዝኸፍሎ እንትኾን ንዲከሰራስዮን ፣ ናይ ርግጫ-ፖስታን ሽም መዛወርን ዝምልከት ወፃኢ ድማ ብዓዳጋይ ዝሽፈን ይኸውን።

7. አስክራፕ ተባሂሱ ንጨረታ ዝቐረበ ናይ ተሽከርከሪ ቦዲ ሽም ክዛወረሱ ዘይኽእል ንመስዋወጢ ጥራሕ ዘገስገስ እዩ።

8. ተጫሪቶም ዘሸነፍዎ ንብረት/ተሽከርካሪ ሰዓራይ ምኳኑ ብፅሑፍ ካብ ዝተገለፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሙሱሽ ዋጋ ይኸርሱ፡፡ አንተዘይከፊሎም ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒሾ(CPO) ናብ ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ካዝና ኣታዊ ደኸውን፡፡

9. ተጫራቲ ዝሰዓር ንብረት ጠቅላላ መጠን ገንዘብ ኣታዊ ካብ ዝገብረሱ ዕለት ጀሚሩ ዝሕሰብ ኣብ ውሽጢ 10 ተከታታሊ መዓልቲ ንብረቱ ከስዕል ብፅሑፍ ተሓቢርሱ ዝሰዓር ንብረት ከስዕል እንተዘይክኢሉ ን7ተ ተኸታታሊ መዓልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሪኦ ኣደባባይ ምስክታ ብምስጣር ብዓል ዋና ኽቀርብ እንተዘይክኢሱ አዚ ንብረት ናብ ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣታዊ ይኸውን ።

10. እኹሳት ተመዳደርቲ እንተዘይረኪቦም ወደ ዝቀረበ ዋጋ ትሑት መበገሲ ዋጋ አንተኮይኑ ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ንካልኣይ ግዜ ጨረታ ከውፅኣ ደከእስ።

11. ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ምኽፋት ጨረታ ክርከቡ ዝኽእሱ ኮይኖም ይኹን እምበር ተጨረቲ ወደ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምርካቦም ከይዲ ምኽፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን።

12. ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ኣብ ምከሩት ጨረታ ሽም ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ዘትሓዝዎ መኽበሪ ጨረታ ብዝስማዕ ድምፂ እናተናበበ ዝኽፈት ኮይኑ ኣብ ቓስ ጉባኤ ዴምዝገብ።

13. ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ገንዘብ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ተኸታታሊ መዓልቲ ኣታዊ ምሰ ገበረ ዝሰዓሮ ንብረት ይርከብ፡፡

14. ናይ ዝተስዓሩ መኽበሪ ጨረታ ዝምስስ ድሕሪ ውሳነ ሓሳፊ ወይ ጨረታ ምፅዳቅ ኮይኑ ካብ 1 ክሳብ 3 ደረጃ ዝወፁ ተጫረቲ ዘትሓዝዎ መኽበሪ ጨረታ 1o ዝወፀ ፍቃደኛ ኮይኑ ውዕሊ ኣሲሩ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓር ንብረት ዋጋ ኣታዊ ዝገበረ ምኻኑ ተረጋጊፁ ዝምለስ ይኸውን።

15. 1o ዝወፀ ተጫራታይ ፍቃደኛ ኮይኮነ አንትተርፍ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ክውረስ ብምግባር ብመሰረት ኣዋጅ ንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራዴ ቁፅሪ 255/2007 ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰዶ።

16. ተጫረቲ ኣብ እቲ ጨረታ ሰነድ በተጫረቲ ከምስኡ ዝቀርቡ ቅጥዕታት መሊኦም ብትክከል እቲ ናይ ዝተጋደለ ብትኽክል ዘይተማስለን ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ የገብር እዩ።

· ሰነድ ከጋ ደሱ ከቅርቡ ኣለዎም

17. አቲ ጨረታ ኮነዴ ሊሱ ዘዛበዐ ወደ ከጭበርብር ዝሞኮረ ካብ ጨረታ ወፃእ ተገይሩ ዘትሓዞ ጨረታ መኽበሪ ተሠሪሱ ብመሰረት ኣዋጅ ስርዓት ዕዳጋን ምም/ር ንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ ትገራይ ቁፅሪ 255/2007 ተሓታቲ ይኽውን

18. ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኹን መማሓየሺ ኣብ ጨረታ ሰነድ ምቕማጥ ብዙም ኣይፍቀድን ።

19. ተጫራታይ ኣብ ከይዲ እቲ ጨረታ ቅሪታ እንተሃልይዎ እቲ ጨረታ ውሳነ ካብ ዝረከበሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅሬትኡ ብፅሑፍ ናብ ስምረት ቦኔን ሕ/ስ/ማሕበር ከቅርብ ኣስዎ።

20. ተጨራታይ ዝሰዓር ንብረት ድሕሪ 3 ናደ ቅሬታ መዓልቲ ምሕላፍ ኣብ ውሽጢ 3 ተከታታሲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ብኣካል ብምቅራብ ውዕሊ ደኣስር።

21. ንውዕሲ መክበሪ ዝተትሓዘ ገንዘብ ተጫራታይ ጠቅሳሳ ኣታዊ ክገብሮ ዝግባእ ገንዘብ ኣታዊ ምግባሩ ምስ ኣረጋገፀ ተመሳሲ ይከውን።

22. ናይ ንብረት መፅዓኒ መጎዓዓዚን መራገፊን ወፃሺ ካብ ሰዓራይ ተጫራታይ ይከውን።

23. ሰነድ ጨረታ ካብ ዕስት 19/12/2017 ክሳብ ዕስት29/12/2017 ዓ/ም ካብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ኤጀንሲ ሕ/ስ/ማሕበራትን ስምዓት ዕዳጋን ክስስ ትገራይ ቢሮ ቁፅሪ 308 ብምውሳድ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከለትው ዝክእስ ።

24. አዚ ጨረታ ዕስት 30/12/2017 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ቅድሚ ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክስስ ትግራይ ኣብ ኤጀንሲ ሕ/ስ/ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ቢሮ ቁፅሪ 308 ይክፈት።

25. ስምረት ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብምሱአ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሰመ እዩ።

ወሳኺ ሓበረታ ስ/ቁ.፦ 0914813343/ 0914404233 /0914749156 ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ

ናይ ተሽከርካሪት ሓብሬታ
ዝተፈላሳዩ ኣካላታ ዝተጎዳደሉ ስስዝኮኑ ብዓይኒ ብምርኣይ ዋጋ ከመፅእ ዝኽእልበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
መኪና ዓይነትቀያሕ ሲኖትራክ1
ቁፅሪ ሰሌዳኢት-03-01-56481
ቁፅር ቻንስ*LZZ5ELNC3DA734420*
ቁፅሪ ሞተርWD615.69*130107012877*
ሞዱስZZ3257N3447A1

ኣብ ላዕሊ ንዝሰፈረ ዋጋ ብኣሃዝ ብር

ብፊደል ብር

እዚ ጨረታ ዝመስሽ ሽም

ፌርማ

ዕስት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s