ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር መገወጥ ኣቁሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ስለዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

መምርሒ ተጫረቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር መገወጥ ኣቁሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 29/11/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/12/2017 'ም ኣብ ተኸታታሊ መዓልቲ ዘይምለስ ብር 200/ ክልተ ሚኢቲ ብምክፋል ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ዛርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ስለዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምም/ርን እናመፃእኹም ብምውሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና፡-

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ስትሮብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒጉንቦት ዲክለር 2017 ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ መቅረባይነት ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5. መክበሪ ጨረታ ናይ መኪና ስፒና መለዋወጢ ኣቁሑትብር 3000/ ሰለስተ ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲኦ ክትሕዝ ዝኽእል:

6. ጨረታ ሰዓራይ 10% ቅድሚ ዕሊ ምእሳሩ መክበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ዝክእል፡፡

7. ካብ ናይ መረካቢ መዓልቲ ኪሕለፈ መሸነፋይ በቢ መዓልቱ 1/1000 ብር ዝቅፃዕ ምካኑ

8. ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምጭብርባር ዝፈተነ ተወዳደሪ ብሕጊ ተሓታቲ ከም ዝኾነ

9. ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነ ብፅሑፍ ምሕታት ከም ዝከኣል

10. እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎን ናይ ተጫራታይ ማህተምን ፌርማን ኣብ ሕድሕድ ግዕ እንተዘይዓሪፍሉ ካብቲ ጨረታ ይሰረዝ

11. ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጅናል ምስቲ ኣብ ክልተ ፖስታ ከቅርብ ኣለዎ

12. እዚ ዋጋ ን15' ዓላቲ ነት ዝሕ ምኳኑ

13. ናይ መኪና/ስፔር መቁዋጠር, ኣታት ብበዓል ሞያ/ውዕሊ ዝተኣሰረሉ ጋራዥ ተረጋጊፁ ዝኣቱ እንትከውን ዝተቦላሸወ ትክክልቲ ኣመነሉ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ውሽጢ 3 /ሰለስተ መዓልቲ ብኦርጅናል ከረክብ ዝእልን ምኳኑ

14. ተጫረታይ እቲ ንብረት መጓን ያ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ስለዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ከረክብ/ከቅርብ ዝክእል

15. ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በ ሶረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል

16. ናይ መኪና/ስፔር መላጥ" እተሓት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ 3:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

17. ኣብ ጨረታና ዝኣተወ ሉንጉ ና ይሃሊ ኣይሃሊ ቤት ፅሕፈትና ናይ ምኸፋት መሰል ኣለዎ

18. ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ና እንተካት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ሓልው ከም ዝኮ

ኣብ ወረዳ ስለዋ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ናይ ስፔር /መለዋወጢ ኣቁሑት/ ዕዳጋ ጨረታ መምልኢ ቅጥዒ

ተ.ቁዝርዝር መግለፂመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1Glass Wind shlehd5611160A90set01
2Panal front door67002-60B30set01
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s