ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ትርጉም ግልጋሎት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| PR | ተ.ቁ | ዓይነትን ብረት | መፍለይ | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| /6934/ -6/17 | 1 | ካብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ናይ ሓደ ገፅ ሰፍ ዋጋ | ገፅ | 1 | ||||
| 2 | ካብ ቋንቋ ትግርኛ ናብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋ | ገፅ | 1 | |||||
| 3 | ካብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅፍ ዋጋ | ገፅ | 1 | |||||
| 4 | ካብ ቋንቋ ትግርኛ ናብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋ | ገፅ | 1 | |||||
| 5 | ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናብ ቋንቋ እንግሊዝኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋ | ገፅ | 1 | |||||
| 6 | ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ናይ ሓደ ገፅ ፅሑፍ ዋጋ | ገፅ | 1 |
- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዘፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልገሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።
- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 19/ 11/2017 - 21/11 /2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11 00_እዩ።
- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/ 11/2017 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይኸውን ።
- ሰዓራይ መክበሪ ውዕሊ ኣትሒዙ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ስምምዕነት ክፍፅም ዝኽእል።
- ትካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተ ሓለወ እዩ።
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያችን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።
ድሕሪት