ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ብናይ UNDP ብጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዶም በቢዘርፉ ዘቅረቡን ዝሕድሱን ክኮኑ አለዎም
2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ ናይ ከፍልቲ ግብሪ መለለይ ቲን ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ግንበት 2017 ዓም ናይ ግበሪ ኣካቢ ኣካል ቫት ዲክለር ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ናይ ፈርኒቸር ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ፡ ብዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ሕድሕድ ደኮምንት ሐደ ዋናን ቅዳሕን ኣማሊኦም ክመፁ ይግባእ
7 ጨረታ ዝሳዐሩ ተጫረቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ምስተኣወጀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ 10 ሚአታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም
8 ሰዓርቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
9 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ክሳብ 17/11/2017 ዓም ከሳብ 28/11/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
10 እዚ ጨረታ 28/11/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 28/11/2017 ዓም ልክኧ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳ ፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ይክፈት
11 ጨረታ ምስተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 30 ተከታታልቲ መዓልቲ ጥራሕ ይከዉን
12 እቲ ክይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ናይቲ ኣቅሓ መጠን ክሳብ 20 መእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ
13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0920253918 / 0920283446
ድሕሪት