ምልክታ ፕሮፎርማ ላፕቶፕ ኮምፑተር ንምግዛእ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጢዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | ላፕቶፕ ኮምፑተር ብዝቀረበ ስፔስፍኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ:
5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ 15-17/11/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 18/11/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር
7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ፖስታ ምስተኸፈተ ን
8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበለ ዕለት ኣብ ዉሽጢ
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ
10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምወዕሊ ኮይኑ የገልግል ማዕልቲ ይኸዉን ሓዕር እዋን ከቅርብ ዝክእል::
ድሕሪት