1 በቲ ዓወድ ስራሕ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ
2 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘይሐደሱ ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኮኑ
3 ጠተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ወይ ድማ ዝይሐወሰ ምካኑ ብግልፂ ክቅመጥ አለዎ እዚ እንድሕር ዘይተገሊፁ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ
4 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ይብሉን እንተሃልዎ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ
5 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ነይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስም ዝተዳለወ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
6 ጥቅላላ ዋጋ ማለት ናይ ሐደ ዓመት ቫት ድሕር ዝሐወሰ ዋጋ ምካኑ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም
7 እቲ ዝቀርብ ስፒኦ ንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ ስፒኦ ዘይቀረብ ማለት ድማ በቲ ዝተጠቀሰ መጠን መሰረት ዘየትሓዘ ተጫራቲ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር
8 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 30/11/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምትእስሳር መቅረብትን ዝተዳለወ ቢሮ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ፋይንሻልን ፕሮፖዛል ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም
9 ሰዓራይ ጨረታ እተን መካይን ናብ ዘለዎ ቦታ መቅለ ብምምፃእ ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ እቲ ጅፒኤስ ኣምፂኡ ክገጥም ዝክእል
10 እቲ ሳንዱቅ ጨረታ 30/11/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምትእስሳር መቅረብትን ይከፈት
11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዳይሬክተር ዕድጋን ምትእስሳር መቅርቢን ቢሮ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይግባእ
12 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ አብ ምልክታ ዝተጠቀሰ ዝቀረበ ዝተማለአ እንተኮይኑ ተጫረቲ ኣብዘይተረከብሉ እዉን ይክፈት
13 ትራንስ ኢትዩጰያ ሓለፈንቱ ዝተወሰነ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914007732 / 0344416437
ድሕሪት