ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝህሉ ናይ መኪና መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድን ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሓምለ 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ : ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝህሉ ናይ መኪና መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድን ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ሰለዚ በቲ ወጺኡ ዘሎ። መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክቀዳደር ይክእል

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 1 ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ : ካብ ዕለት 10/11/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/11/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ያሉ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 13/11/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ትፋ ኢኻ ሎሚን ሰውነቱ

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅይል ናይ ስራሕ ማዕልቲ ሰንቢት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ ክእሰር ዝክእልን ፊቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ከቅርብ ክልልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራጽ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መትረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይግበር።

8. ኣድራሻና _ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ለአደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ '' ንርከብ ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ - መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s