ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ዘለዉዎ ትካላት ህልዊ ኩነታቶም ብምድህሳስ ዝሐሽ መትረፍቲ ዝገብር ዳግመዉደባን ናይ 5ተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሚን ብምፅናዕ ኩለመዳያዊ ለዉጢ ዘምፅእ ፅንዓት (Transformational reform) ብናይ ደገ ብቕዓት ዘለዎም ኣማኸርቲ ትካላት ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ዘለዉዎ እንትኾን ንሳቶም ድማ ዘፈር ምግባረ ሰናይን ዘፈር ንግድን ኮይኖም ኣብ ትሕቲ ዘፈር ንግዲ (ቢዝነስ ዩኒት) ዘለዋ ንግዲ ትካላት ድማ ይሓ ሪል ኢስቴት ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር፣ ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር፣ ፍረ-ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበርን ዋልታ ኢዳስትርያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዮም፡፡ ናይዞም ትካላት ህልዊ ኩነታቶም ብምድህሳስ ዝሐሽ መትረፍቲ ዝገብር ዳግመዉደባን ናይ 5ተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሚን ብምፅናዕ ኩለመዳያዊ ለዉጢ ዘምፅእ ፅንዓት (Transformational reform) ብናይ ደገ ብቕዓት ዘለዎም ኣማኸርቲ ትካላት ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሓታት እተማልኡ ተጫረቲ በዚ ምልክታ አዚ ይዕድም፣

1. ተጫረቲ ዝተማለአ ናይ ትካሎም ፕሮፋይል ክቕርቡ ይግባእ፣

2. ተጫረቲ ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲንን ቫትን ምዝገባ ሰርቲፊኬት ናይ ቀረባ እዋን ቫት ዲክላሬሽን ከቕርቡ ኣለዎም፣

3. ጨረታ መኸበሪ ብር 50,000 (ብር ሓምሳ ሽሕ) ብሽም ይሓ ሪል እስቴት ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ብባንኪ ዝተራጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት (CPO) ንበይኑ ተዓሺጉ ምስቲ ጨረታ ሰነድ ሓቢሩ ክቐርብ ኣለዎ፣

4. ተጫረቲ እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫትን ብዘይቫትን ኢሎም ብንፃር ክመልእዎ ይግባእ፣

5. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 300.00 ብር ሰለስተ ሚኢቲ) እናኸፈሉ ኣብ ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ ቁፅሪ 2 6ይ ድብሪ ቢሮ ቁፅሪ 8 መቐለ ካብ ዕለት 4/11/2017 ዓ.ም ክሳብ 15/11/2017 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ክትገዝኡ ትኸእሉ፣

6. እቲ ጨረታ ዕለት 16/11/2017 ዓ.ም 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ኣብ ናይ ይሓ ሪል እስቴት 6ይ ደብሪ መአከቢ ኣዳራሽ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት፣

7. ናይቲ ጠቕላላ ዋጋ 10% ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉዕሊ መኽበሪ ከትሕዝ ዝኸእል፣

8. ማሕበርና እቲ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፣

9. ንተወሳኺ ሓበሬታ፡- ተጫረቲ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ +251914707843 ወይ email:- tc/[email protected] ምሕታት ይኸእሉ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s