ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ካብ ጥሪ 1/2016 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2017 ዓ.ም ናይ 1 ዓመትን 6 ወርሒን ብ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ፋይናንስ ስራሕትና ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና

ናይ ኦዲት ጨረታ ፕርፎርማ ምልክታ

ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ካብ ጥሪ 1/2016 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2017 ዓ.ም ናይ 1 ዓመትን 6 ወርሒን ብ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ፋይናንስ ስራሕትና ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና

ረቋሕታት እተማልኡ ክተወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተጫረቲ ዘማልእዎም ረቋሕታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለዪ ቁፅሪ (ቲን ነምበር) ዘለዎ፡፡

2. ናይ ዘመኑ ግብሪ ናይ 2017 ዓ.ም ዓመታዊ ግብሪ ዝኸፈለ

3. 1ይ ደረጃ ፍቃድ ኦዲት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ/ና ናይ 2017 ዓ.ም ኦዲት ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰ መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ዘቅርብ ::

4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገበ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፍኬተን ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታ ብኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5. ክፍሊት እንትፍፀም ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል ፡፡

6. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 03/11/2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 18/11/2017 ናይ ስራሕ መዓልቲ ቀዳም ሓዊሱ ይኸዉን፡

7. ናይ ጨረታ ፕርፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/11/2017 ዓ.ም ንጉሆ ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሰሊ ዕለት ንጉሆ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ ለ/B ቁፅሪ 304 ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዝኸፈት ይኸዉን፡

8. ተጫራተይ ካብ ፅሕፈትና ሰነድ ወሲዱ ምጭራት ይክእል፡፡

9. ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ኣብ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ለ/ ቁፅሪ 304 (ቁ. ሞባይል 0949746384)

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s