ምልክታ ጨረታ
ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ናይ ካፍተርያ ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ንምእሳር ሰለዝደሊ ቐፂሎም ዝተጠቀሱ ረቓሕታት እተማልኡ ኣብቲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም መቅረብቲ ኣካላት ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።
1. ተጫራታይ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ከቕርብ ዝኽእ
2. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ወይም ቲኦቲ ዝሓወሰን ውይ ዘይሓወሰ ምካኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ እዚ ተዘይኮይኑ እቲ ዋጋ ቫት ወይም ቲኦቲ ዝሓወሰን ተገይሩ ይውሰድ
3. ንጨረታ መኽበሪ ናይ ዘቕረብዎ ዋጋ 2% ብጥረ ገንዘብ ሀይም ብCPO መልክዕ ክትሕዝ ዝኽእል።
3. ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ውዕሊ መኽበሪ (Performance Guaranty) ናይ ዝሰዓሮ 5% ብጥረ ገንዘብ ወይም ብCPO መልክዕ ከትሕዝ ዝኽእል።
4. ተጫረቲ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረበ ንብረት ዝገዝኣሉ ዋጋ ብግልፂ ከቅርብ ይግባእ።
5. ዘቅረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቅመጥ ይግባእ። ተዘይኮይኑ ቫት ዘይሓወሰ ከምዝኾነ ተገይሩ ይውሰድ።
7. ተጫረቲ ካብ 14/11/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 200 እናኸፈለ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንቨንተሪ ክወስዱ ይኽእሉ።
8. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብ ኢንቨንተሪ ደይሬክተር ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ እስካብ 14/11/2017 ድሕሪ ሰዓት 3:00 ከእትው ይግባእ።
9. እቲ ጨረታ 14/11/2017 ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳስሊ ዕለት ሰዓት4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዓብይ መኣከቢ ኣደራሽ ቢሮ ይኽፈት።
10. ተጫረቲ ንዝደልይዎ ተወሳኺ መብርሂ ብቁፅሪ ስልኪ 034 440 88 98 ብምድዋል ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም።
11. እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።