ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ RTR 180 cc motorcycle መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
| ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Part Number/ | መለክዒ/Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ድሕሪት ቸርኬ | 3.50 x 17 | ቁፅሪ | 01 | ||
| 2 | ናይ ቅድሚት ትርኪ | 90/90-17 | ቁፅሪ | 01 | ||
| 3 | ናይ ድሕሪት ነማ | 120/70/70-17 | ቁፅሪ 01 | 01 | ||
| 4 | ናይ ሞተር መሸፈኒ Engine cover | ቁፅሪ | 10 | |||
| 5 | መከላኸሊ ብረት/Guard | ቁፅሪ | 01 | |||
| 6 | ናይ ቅድሚት መብራህቲ | ቁፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኽፈት
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ።
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝኽእል
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቕርቡ ኣለዎ
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ድሕሪት