ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳክል አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክአል።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ጎማ ድሕሪት | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 2 | ድሰኪ ፍርሲዮን ሻራ | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 3 | ቁልፍ | RTR | 1 | ሴት | |||||
| 4 | እንጅን ካቴና | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 5 | ድስኮ ሓቃፊ ሻራ | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 6 | ፈሬን ሸራ | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 7 | ቸኔት ድሕሪትን ቅድሚትን | RTR | 4 | ቁፅሪ | |||||
| 8 | ድሰከ ፈሬን ድሕሪት | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 9 | ፍራቻ | RTR | 2 | ሴት | |||||
| 10 | ወንበር ሸፋን ሌዘር | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 11 | እንጅን ጋርድ | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 12 | ሻራ ጋስኬት | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 13 | ዘይቲ ሞተር | RTR | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 14 | ካቴና ኢንጅን | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 15 | መንሸራተቲ ካቴና ጥርስ | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 16 | ንእሽተይ ጥርስ | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 17 | መወጠሪ ካቴና ላሜራ | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 18 | ሸልሻለ | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 19 | ወንበር ሸፋን | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 20 | ፋራ | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 21 | ቁልፊ | ማሃንድራ | 1 | ሴት | |||||
| 22 | ሰክዮ የማነ ፀጋምን | ማሃድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 23 | ፈሪን ሻራ ድሕሪት | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 24 | ፈርስን ኬብል | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 25 | ካምቻ ሙሉእ | ማሃንድራ | 1 | ሴት | |||||
| 26 | ከሎ | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 27 | ሴራ ጋስኬት | ማሃንድራ | 1 | ቁፅሪ | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተግይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2017 ዓ/ም ከሰብ ዕለት 20/10/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/10/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን።
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተግለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ክቅርብ ዝክእልን/ትን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ሶሬቱ ዝሓለወ ዘየረገበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትንፊት ኮይኑ GTM ንርከብ ።
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና _ 03 42401595 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ፡
ሽም ፊርማ
ዕለት---- --
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ፊርማ
ዕለት
ድሕሪት