ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደ
2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ
3. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም -19/10/2017 ዓ/ም ይከውን::
4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 19/10/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ፓርት ናምበር | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኦይል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 15600-41010 | ||
| 2 | ፊውል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 23390-0L041 | ||
| 3 | በልብ ሄድ ላንፕ | ቁፅሪ | 02 | 90981-13058 | ||
| 4 | ኣንፑል ተሰኪ | ቁፅሪ | 02 | 12V-5W | ||
| 5 | ኦልተርኔት ኣሰይ | ቁፅሪ | 01 | 27060-54360 | ||
| 6 | ዘይቲ ሞተር | ጋሎን | 04 | ቶታል በዓል 5ተ ሊትሮ | ||
| 7 | ዘይቲ መሪ | ሊትር | 01 | ቶታለ | ||
| 8 | ዘይቲ ፍሬን | ሊትር | 01 | ቶታል |