ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ብናይ ከ ዋሽ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ተ. | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለይ ቑፅሪ/Spefication | መዐቐኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | AC adapter charger | For Lenovo laptop v330-15IKB(81AX).
| ቑፅሪ | 01 | Model malda BTsof ord |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Tin Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
3. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡
4. ንተወዳደርቲ እዚ ፕሮፎርማ ብምብታንን ብምእካብምን ምስ ዝሰዓረ ውዕሊ ይእሰር፡፡
5. ቴዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ስቶር አታዊ ይገብር
6. ተወዳደርቲ ክወዳሩ ዝክእሉ ካብ ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም መሊእኩም ክተእተው ትክእሉ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም 3:00 ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3:10 አብ ቢሮ ቁፅሪ 13 ይክፈት
7. ቢሮና እዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡
8. ተጫረትቲ ሰነድኩም ስርስ ድልዝ ተሃልይዎ ተቀባልነት የብሉን
9. ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914720632/0914032450 ምድዋል ይከአል
ድሕሪት