ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
- ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 207 ዓ/ም ግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
- ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።
- ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
- ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 13/10/2017 ዓ/ም -18/10/2017 ዓ/ም ይከውን::
- ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸሉ 18/10/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ወገን መሰሉ ኣለዎ::
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
ድሕሪት