ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት
ቑፅሪ ደ/ከ/ስ/ፅ/ምም/ን/031/2017
ዕለት፡-09/10/2017 ዓ/ም
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
Construction material and Others
| No | Part Number | Description | Unit | Qty | U/price | T/ price | remark |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | በዓል 4 m.m | መስተዋት ምስ መቕረፂኡን እስትኮን ሓዊሱ | ካራ | 06 | ዝሰዓረ ባዕሉ ይገጥሞ | ||
| 2 | Sample | Door key | pcs | 01 | |||
| 3 | 4 Liter | Paint /ቀለም/ | galon | 08 | |||
| 4 | 5 Liter | Syntetic paint /ብረት ቀለም/ | galon | 02 | |||
| 5 | wooden lock /መሽገጢ/ | pcs | 10 | ||||
| 6 | ብዓል 5 ሊትር ሰንተቲክ ቀይሕ ሕብሪ | ናይ ብረት ቀለም ( untirast) | ጋሎን | 06 |
1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 11/10/2017 ሰዓት 04፡00 ረፋድ
3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 5* መዓልቲ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ፡፡ ኣብቲ ዝተጠቐሰ ግዜ ከቕርብ ዘይከኣለ ተወዳዳሪይ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከም ኣድላይነቱ ንዝተወሰነ ግዜ ይእገድ::
4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ኣድላይ ዝበሃል መረዳእታን ዘቕርብ፤
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ
6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ዓዳግን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ
7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይኽእል።
8. ተወዳዳሪ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።
9. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ ኢ/ስ/መ/ት ምስ ኣተወ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ
10. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
Tel NO 0344416727
ድሕሪት