ምልክታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፍት መሳርሒ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 11/10/2017 ዓ/ም ስዓት 10:30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም
- (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
- ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቕሓ | ዝርዝር መግለፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | External Hard Disk | 1TB /SSD/ | ቁፅሪ | 6 | ||
| 2 | Internal Hard Disk optiplex 7010 | 500GB/SSD/Wih cabel | ቁፀሪ | 1 | ||
| 3 | mouse | orjenal | ቁፅሪ | 4 | ||
| 4 | Computer specer | ቁፀሪ | 3 | |||
| 5 | Lap top charger | sampel | ቁፅሪ | 1 | ||
| 6 | Flush 64 GB | ቁፀሪ | 5 | |||
| 7 | Flush 32 GB | ቁፅሪ | 3 | |||
| 8 | ወረቀት 80 ግራም | ናይ ፕሪንተር |so 9002/1 | ደሰጣ | 69 | ||
| 9 | እስክርብቶ ሰመያዊ | ሊክስ7 ብዓል50ፈረ ዝሕዝ | Ի | 10 | ||
| 10 | እስክርብቶ ፀሊም | ሳምፕል | ቁፅሪ | 100 | ||
| 11 | እስክርብቶ ሰመያዊ | ሳምፕል | ቁፅሪ | 200 | ||
| 12 | እስክርብቶ ቀይሕ | ሳምፕል | ቁፅሪ | 50 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሸጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና
• ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፡
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣
ድሕሪት