ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራህያ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን :ፕሪንተርን : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኦፊስ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ : መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብን ዝተሐደሰን

2 ናይ 2017 ዓም መቅረባይነት ሰርተፈኬት ዝሐዘ ከምእዉን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ዲክሊር ዝገበርሉ ከቅርብ ዝክእል

3 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራህያ ዝምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ናይ ጨረታ መከበሪ ኮምፒተርን ፕሪንተርን 5000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 15000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 : ናዉቲ ኦፊስ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ጨረታ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራህያ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 6/10/2017 ዓም ክስብ 26/10/2017 ዓም ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክሳብ ሰዓት 9:00 ምእታዉ ትክእሉ በዚ ድማ ኣብቲ ዕለት 26/10/2017 ዓም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉዎ እቲ ጨረታ ይከፈት

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ሰለሰተ መዓልቲታት ዘይበልፅ ይከዉን

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን መሊኦም ከቅርቡ አለዎም

9 ንዘቅረብዎ ንብረት ድማ ብቤት ፅሕፈት ዘቅረቦ መዓቀኒ ማለት እስፐስፈኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

10 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚእታዊ ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምካኑን ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ክህልዎ ይግብእ

10 ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914179592 /  0920031903

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s